ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ

ብኤርትራውያን ሰብ-ሞያን ወለንተኛታትን ዝተበገሰ ፋውንደሽን ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ተመስሪቱ''ሎ።
ኣቦ መንበር ቦርድ ዶ/ር ረዘነ መድሓኒ፣ ዕላማ'ቲ ማሕበር ኣብ ኤርትራ ማሕበራዊ ፍትሒ ንዘሰጉሙ ተበግሶታት ባይታ ንምፍጣር ምዃኑ ገሊጹ'ሎ።
ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ፡ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተመዝገበ ዘይመኽሰባውን ዘይፖለቲካውን ትካል'ዩ። ኣምባሳደር ኣድሓኖም ካብ መንጎ'ቶም ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ለውጢ ዝሓተቱ ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኮይኑ ልክዕ ቅድሚ ዓመትኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ምዕራፉ ይፍለጥ።