ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ
Your browser doesn’t support HTML5
ብኤርትራውያን ሰብ-ሞያን ወለንተኛታትን ዝተበገሰ ፋውንደሽን ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ተመስሪቱ''ሎ።
ኣቦ መንበር ቦርድ ዶ/ር ረዘነ መድሓኒ፣ ዕላማ'ቲ ማሕበር ኣብ ኤርትራ ማሕበራዊ ፍትሒ ንዘሰጉሙ ተበግሶታት ባይታ ንምፍጣር ምዃኑ ገሊጹ'ሎ።
ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ፡ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተመዝገበ ዘይመኽሰባውን ዘይፖለቲካውን ትካል'ዩ።