ኣደነት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት

Your browser doesn’t support HTML5

ካሚላት ስዒድ ኣብቲ ልዕሊ 200 ሽሕ ስደተኛታት ተዓቑቦምሉ ዝርከብ ዳዳብ መዓስከር ስደተኛታት ትነብር ኣደ ሓንቲ ቆልዓ ስደተኛ እያ።ካሚላት ጓላ ንምዕባይ ኣብቲ መዓስከር ቡን: ሻሂ: ቻፓቲን ካልእን ብምሻጥ ናብራኣ ትመርሕ ። ናብራ ኣብቲ መዓስከር ስደተኛታት ከቢድ ምዃኑ ትገልጽ። ገለ ካብ መዓልታዊ ንጥፈታት ካሚላ እዚ ይመስል።