ኣከባብራ በዓል-ጥምቀት ኣብ ኤርትራ

በዓል-ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኣብ ኤርትራ ብክብ ዝበለ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ።ኣብ ኣስመራ ማይ ጥምቀት ኣብ ዝተኻየደ ኣከባብራ ፡ጻዕዳ ባህላዊ ክዳን ብዝለበሱ ነበርቲ ኣስመራን ከባቢኣን ማዕሪጉ ሃይማኖታዊ ትሕዝቶኡ ሓልዩ ብድምቀት ተከቢሩ`ሎ።ማይ ጥምቀት ብመራሕቲ ሃይማኖት ድሕሪ ምብራኩ ከኣ ህዝቢ ተጠሚቑ።

ኣከባብራ በዓለ-ጥምቀት ኣብ ኤርትራ

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣከባብራ በዓል-ጥምቀት ኣብ ኤርትራ