ቪድዮ ኣከባብራ በዓል ትንሳኤ ተመዛበልቲ ክልል ትግራይ ሚያዝያ 25, 2022 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ብሰንኪ ኲናት ካብ በበይኑ ቦታታት ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ተዓቚቦም ንዘለዉን ካልኦት ነበርቲን ንኣከባብራ ትንሳኤ ብዝምልከት ኣዘራሪብና ኣለና።