ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት፤ ኣደን ጓልን

Your browser doesn’t support HTML5

ለበዳ ኮቪድ 19 ዝፈጠሮ ምምዝባል፣ ኲናት ክልል ትግራይ ዝፈጠሮ ሰንፈላል ህይወትን ካልእ ሽግራትን ተፃዊረን ደቀን ናብ ዝደልይዎ ብርኪ ምዕባለ ክበፅሑ ዝሓልፈኦ ከይዲ ህይወትን ኣብ ደቀን ዝፈጠሮ ፅልዋን ኣመልኪትና፡ ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ዝነብራ ኣደን ጓልን ኣዘራሪብና ኣሎና።