`ኣቦ ምዃን` ዝብል ፕሮጀክት ስዊዘርላንድ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ስዊዘርላንድ `ኣቦ ምዃን` ዝብል ፕሮጀክት ኣሎ። እቲ `ኣቦ ምዃን ኣብ ስዊዘርላንድ` ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፕሮጀክት፡ ብሓፈሽኡ ኣብ ስደት፡ ኣቦ ምዃን ዘለዎ ግቡእን ሓላፍነትን፡ ከምኡ ድማ ዘጋጥሙ ብድሆታት ኣተኩሩ ይነጥፍ።

ፕሮጀክት `ኣቦ ምዃን` ኣቦታት ናብ ሓደ ኣምጺኡ ሓሳባቶም ክገልጹን ተመክሮታቶም ከካፍሉን ዕድል ብምፍጣር፡ ጥዑይ ስድራቤት ኣብ ምህናጽ ይሰርሕ።

Your browser doesn’t support HTML5

`ኣቦ ምዃን` ዝብል ፕሮጀክት ስዊዘርላንድ

ንዋና ኣካያዲ ስራሕ `ፕሮጀክት ኣቦ-ምዃን` ኣቶ ዮውሃንስ ብርሃነ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

`ኣቦ ምዃን` ዝብል ፕሮጀክት ስዊዘርላንድ