ኣብያተ ትምህርቲን ኮሌጃትን ኢትዮጵያ ንተወሳኺ ክልተ ሰሙን ክዕጸዋ ምውሳኑ ተገሊጹ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ኢትዮጵያ ዩኒቨርሲታትን ኮለጃትን ወሲኽካ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ንተወሳኺ ክልተ ሰሙናት ክዕጸዋ ከምዝተወሰነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጡ።

ማሕበራዊ ምፍንታት ድማ ኣብ ዕዳጋታትን ኣብ ሃይማኖታዊ ትካላትን ብጽኑዕ ክፍጸም ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ`ሎ።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ናይ ሎሚ መግለጺኡ፥ ንለበዳ ኮሮናቫይረስ ንፖለቲካዊ ዕላማ ይጥቀምሉ`ለዉ ንዝበሎም ሰባት`ውን መተሓሳሰቢ ኣመሓላሊፉ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብያተ ትምህርቲን ኮሌጃትን ኢትዮጵያ ንተወሳኺ ክልተ ሰሙን ክዕጸዋ ምውሳኑ ተገሊጹ