ኣብ1967 ምስ ተኸፍተ ገና ዘይተዓጽወ ማዕጾ ስደት ኤርትራውያን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ1967 ምስ ተኸፍተ ገና ዘይተዓጽወ ማዕጾ ስደት ኤርትራውያን

ብምኽንያት ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት (18 ታሕሳስ) ሎሚ ከኣ ኣብ ዓውዲ ጉዳይ ስደተኛታት ነዊሕ ዓመታት መጽናዕቲ ዘካየደ ፕሮፈሰር ጋይም ክብርኣብ ካብ ሎንዶን ኣዘራሪብናዮ ኣሎና። ኣብ ቀረባ እዋን ጥሮታ ዝወጸ ፕሮፈሰር ጋይም ደራሲ ብዙሓት መጽሓፍቲን መጽናዕታዊ ዓንቀጻትን ኰይኑ፡ ኣብ ዩኒቨርስቲ ሎንዶን ሳውዝ ባንክ (London South Bank Univeristy) ነዊሕ ዓመታት ዝመሃረን ንጉዳይ ስደተኛታት ኣመልኪቱ መጽናዕታት ዘካየደን’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት