ኣብ ጉጂ ብዝተፈጥረ ግጭት 5 ሰባት ሞይቶም

  • መለስካቸው ኣምሃ
    ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ወረዳ ዱግዳ ዛዋ ከተማ ፍንጭ ውሃ ብዝተፈጥረ ግጭት ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም።ብኮንትሮባንድ ንግዲ ብዝተጠርጠረ ሰብ ዝተፈጥረ ቅትለት ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።ኣብታ ከተማ ፍርሒ ምንጋሱ ነበርቲ እንተገለፁ ኣማሓዳሪ ናይታ ከተማ ግን ዘስግእ የለን ምባሎም ተገሊጹ’ሎ።