ኣብ ጉዳይ ስደት ንቆቦ
Your browser doesn’t support HTML5
ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ሕጽረት መግቢ ዝተፈናቀሉ ልዕሊ 200 ሰባት ኣብ ቆቦ ከምዝኣተው ከንቲባ’ታ ከተማ ገሊጾም ዝብል ዝቐረበ ጸብጻብ ግብረ መልሲ ንምርካብ ንኣብ ካናዳ ኣተሓባባሪ ዝምድናታት ወጻኢ መንግስቲ ክልል ትግራይ ምዃኑ ዝተገልጸ ኣቶ ዮሃንስ ኣብራሃ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5