ቪድዮ ኣብ ጉዳይ ምጥያስ መሰጋገሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ ለካቲት 15, 2023 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ብጀነራል ታደሰ ወረደ እትምራሕ ኮሚተ ምጥያስ መሰጋገሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ፡ ብዛዕባ ዕማማት እታ ኮሚተን ዝምስረት መንግስቲ ኣመልኪታ ሎሚ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂባ ኣላ።