ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጸገማቶ የካፍሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ጅቡቲ ኣሊ ኣዴህ ኣብ ዝበሃል መዓስከር ካብ 8 ክሳብ 14 ዓመት ከምዝተቐመጡ ዝዛረቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዋሕዲ መግቢን መሰረታዊ ቀረባትን ይሳቐዩ ከም ዘለዉ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም።