ዋሽንግተን —
ንዝሓለፈ 11 ዓመታት ኣብ ጅቡቲ ተታሒዞም ዝጸንሑ 19 ኤርትራዊያን ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ካናዳ ኣትዮም።
ንኩነታቶም ብቀረባ ትከታተል ዝነበረት ተሓላቒት መሰላት ኤልሳበጥ ጭሩም ብዛዕባ ኩነታቶም ዝሃበቶ ቃለ- መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ጅቡቲ ተታሒዞም ዝጸንሑ 19 ኤርትራዊያን ካናዳ ኣትዮም