ጀነቫ —
ብሰንኪ ግጭት፣ ህውከትን ሕማቅ ኩነታት ኣየርን፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዘሎ ጊዜ ካብ ከባቢኦም ብዝሒ ዝተመዛበሉ ሰባት፣ ተራእዩ ዘይፈልጥ 55 ሚልዮን ህዝቢ ከምዝበጽሑ፣ ሓደ ትካል ገሊጹ።
"ማእከል ክትትል ውሽጣዊ ተመዛበልቲ" ዘውጸኦ መግለጺ ተመስሪቱ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 55 ሚልዮን ሰባት ካብ መነባብርኦም ምዝንባሎም ተገሊጹ