ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳያስ፡ ብዓይኒ ክልተ ኤርትራውያን ከመይ ይግለጽ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝሓለፈ ሰንበት ምስ መንግስታዊ መሓውራት ዜና ኣብ ዝገብሮ ቃለ-መጠይቕ፡ ብዛዕባ ምውሳኽ ሓዲሽ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ብዛዕባ ምጅማር ምህናጽ ኣባይቲ ከምኡ`ውን ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጎደናታት ብዛዕባ ምስፋሕን ምህናጽን ተዛሪቡ ኔሩ። ከምኡ`ውን ብዛዕባ ምሕያል ሞያዊ ዓቕሚ ሰብ ካብ ዝጸቐጠሉ ጉዳይ ኔሩ።

ኣብ`ዚ ኣርእስታት`ዚ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ዓዲምና`ለና- ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳያስ፡ ብዓይኒ ክልተ ኤርትራውያን ከመይ ይግለጽ


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳያስ፡ ብዓይኒ ክልተ ኤርትራውያን ከመይ ይግለጽ(2ይ ክፋል)