ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣመሓዳሪ ሓደ ወረዳ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

  • ዜና ቪኦኤ
    ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ወረዳ ቡርጂን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂን ኣባላት ኦነግ ንሓሙሽተ ሓረስቶት ቡርጂ ከምዝቐተሉን ንሸውዓተ ስቪላት ከምዘቑሰሉን ምምሕዳር ወረዳ ቡርጂ ኣፍሊጡ።

ብኻልእ ወገን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ምኽትል ኣማሓዳሪ ወረዳ ጉቶ ጊዳ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ ተገሊፁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣመሓዳሪ ሓደ ወረዳ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ