'ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኹሉ ኣጽዋር ኹናት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር'ቲ ክልል ውዒሉ'ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል

ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኹሉ ኣጽዋር ኹናት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር'ቲ ክልል ውዒሉ ክብሉ መራሒ'ቲ ክልል ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ተዛሪቦም።

ዶ/ር ደብረጽየን ንመሓውራት ዜና'ቲ ክልል ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሕጂ'ውን እንተኾነ መንገዲ ሰላም ኢና ንመርጽ እንተዘይኾይኑ ግን ንዝመጸና 'ወራሪ' ዝበልዎ ክንከላከል ኢና ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

'ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኹሉ ኣጽዋር ኹናት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር'ቲ ክልል ውዒሉ'ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል