መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ሕጽረት መግቢ፡ ገለ ነበርቲ፡ ቅድሚ ሎሚ ዘይልሙድ ዓይነት ቆጽለ-መጽልን ጻህያይን ንመግቢ ክጥቀሙ ጀሚሮም ኣለዉ። ነቲ ዓይነታት ኣታኽልቲ ብኸመይ ንመግቢ ክዳሎ ከም ዘለዎ ካብ ዘሰልጥኑ ሓንቲ ወ/ሮ ጸጋ ገብረኺዳን`ያ፡ ኣብቲ ስልጠና ዝውሃበሉ ቦታ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ሕጽረት መግቢ ንምቅላል ዘይልሙድ ቆጽለ መጽሊ ንመግቢ ይዳለው