መቐለ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ፍሉይ ሽሙ ገረብ ኣቦ ሓጎስ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ትማሊ ሶኑይ ድሕሪ ቐትሪ መናእሰይ ብዝሃብዎ ሓበሬታ ቦምብ ኣብ ቢንቶ ተሓቢኡ ተረኺቡ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ርክባት መንግስትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣቶ ሓየሎም ረዳኢ ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ራያ ቦምብ ኣብ ቢንቶ ተሓቢኡ ምርኻቡ ተሓቢሩ