አዲስ አበባ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኲናት ይካየድ ኣብ ዘለሉ እዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ "ፈላማይ ነፃን ፍትሓውን " ኢሉ ዝፀወዖ ምርጫ ኣካይዱ። ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሎሚ ሰኑይ ክመርፁ እዒሎም ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ኹናት ኣብ ዝካየድሉ እዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ 'ነጻን ፍትሓዊን' ዝበሎ ምርጫ አካይዱ