"ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ግዝያዊ መንግስቲ ክጣየሽ እዩ" ኣይተ ጌታቸው ረዳ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ግዝያዊ መንግስቲ ክጣየሽ እዩ ኢሎም መራሒ ኮሚቴ ሰላም ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ብመሰረት ሓበሬታ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ናብ ዝቆፃፀርዎ ዞባታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብን ምምሕዳር እተን ዞባታት ንኸማሓድሩ ካብ ትማሊ ጀምሮም ይምለሱ ኣለዉ።