ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኹናት ካብ መንበሪኦም ዝተፈናቐሉ ንቁጠባዊን ማሕበራዊን ቀውሲ ይቓልዑ

Your browser doesn’t support HTML5

‘ሕቡራት ሃገራት ንመዓልቲ ስደተኛታት ኣፍልጦ ኣብ ዝህበሉ ዕለት፣ ኣብ ትግራይ ዘለዋ ስድራ ቤታት ግና ካብ ውግእ ንክሃድማ ዝግደዳ፣ ብሰንኪ’ቲ ይቅጽል ዘሎ ውግእ ንሰፊሕ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ጸገም ዝተቃለዓ ኮይነን ኣለዋ’ ትብል ናብ ሽረ ዝኣተወት ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ሂዘር ሙርዶክ።