ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ዘስዓቦ ስእነት ሕክምና 600 ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርሲ ምሟተን ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዝተካየደ ውግእ፣ ትካላት ጥዕና ስለዝዓነው፣ ብርክት ዝበላ ነብሰ ጾር ኣደታት ዝገላገላ ኣብ መንበሪ ገዝአን ስለዝኾነ ንመጠን ሞት ኣብ እዋን ሕርሲ ኣንሂርዎ ኣሎ። ኣስታት 600 ነብሰ ጾራት ኣብ እዋን ሕርሲ ከምዝሞታ ቢሮ ጥዕና’ቲ ክልል ሓቢሩ።