ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ስእነት መሰረታዊ ኣገልግሎት ዜጋታት ንሕማምን ሞትን ይቓልዑ ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዘሎ ስእነት መሰረታዊ ቀረባት መግቢ፡ ሓያሎ ዜጋታት ንሞትን ሕማምን ይቃልዑ ከም ዘለዉ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ከተማ መቐለ ሓቢሩ። ናብ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ብምኻድ ንሓካይምን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ዝመጹ’ሞ በቲ ደርቂ ንዝተጠቕዑ ዜጋታት ኣዘራሪቡ ኣሎ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ስእነት መሰረታዊ ኣገልግሎት ዜጋታት ንሕማምን ሞትን ይቓልዑ ምህላዎም ተሓቢሩ