ቪድዮ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ብቀሊል ሕማማት ምሟቶም ተገሊጹ መጋቢት 01, 2022 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናዊ ናውቲን መድሓኒትን፣ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 5,400 ሰባት ብቀሊል ሕማም ከምዝሞቱ ቢሮ ጥዕና’ቲ ክልል ገሊጹ።