ዋሽንግተን —
ድሕሪ ፅባሕ ቀዳም ኣብ ከተማ መቐለ ሰንበት 22 ሓምለ 2010 ዓ/ም ድማ ኣብ ምሉእ ከተማታት ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝካየድ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ፣ማሕበር ናይ አካል ጉዱኣት ትግራይ፣ማሕበር ነጋዶ መቐለን ማሕበር ደቂ ተጋደልትን ብሓባር ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከተማታት ትግራይ ቐዳም ሰላማዊ ሰልፊ ኽካየድ’ዩ