ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ሚንያፖሊስ ኣፍሪቃዊ ኣሜሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ ኣብ ኢድ ፖሊስ ምሟቱ ስዒቡ ኣብ መላእ ኣሜሪካን ገለ ከተማታት ዓለምን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክካየድ ቀኒዩ'ዩ።
ትማሊ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ሰልፊ ነዚ ይመስል።
Your browser doesn’t support HTML5