ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ "ፌደራሊስት ሓይልታት" ተዛዚሙ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ "ፌደራሊስት ሓይልታት" ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ ብቐፃሊ "ፎረም ፌደራሊስት ሓይልታት" ንምጥያሽ ከምዝተስማዕምዑ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ ኣፍሊጦም::

“ምድሓን ሕገ መንግስትን ሕብረ ብሄራዊ ፌደራላዊ ስርዓትን" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ እዚ መድረኽ ትማሊ ኣማስዩ ተዛዚሙ::

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ "ፌደራሊስት ሓይልታት" ተዛዚሙ

ኣብዚ ልዕሊ 50 ውድባት ፓለቲካ ዝተሳተፍሉ መድረኽ ሓሙሽተ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም እዮም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ "ፌደራሊስት ሓይልታት" ተዛዚሙ