ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተላዕለ ግጭት ሎሚ’ውን ቀጺሉ’ሎ

ትማሊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተለዓለ ግጭት ሎሚ እውን ኣብ ዞባ ሲዳማ ኣብ ዝርከባ ካልኦት ከተማታት ቀፂሉ ከምዝወዓለን በቲ ግጭት ሰባት ምሟቶም ነበርቲ እቲ ከባቢ ይገልፁ ኣለው።

እቲ ናይ ሎሚ ጎንፂ መልክዑ ቀይሩ መንነት ፈልዩ ምዝራፍን ንብረት ምዕናውን ምንዳድን ዝአመሰሉ ገበናት ተፈፂሙ’ሎ ክብሉ ነበርቲ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።

Your browser doesn’t support HTML5

ሕቶ ክልል ሲዳማ

መንግስቲ ተወሳኺ ሰራዊት ናብቲ ዞባ ኣእቲዩ ሰላም ከስፍንን ድሕንነቶም ክሕልውን እውን ሓቲቶም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተላዕለ ግጭት ሎሚ’ውን ቀጺሉ’ሎ