ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ብዝተፈጸመ ደብዳብ ህይወት ሰባት ምጥፍኡ ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ብዝተፈጸመ ደብዳብ ህይወት ሰባት ምጥፍኡ ተገሊጹ

ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ብዝተፈጸመ ደብዳብ ህይወት ሰባት ምጥፍኡ ካብቲ ቦታ ይግለጽ ኣሎ።


ትማሊ ሮቡዕ 2 ጳጉሜን 2014 ሰራዊት ኤርትራ ንከተማ ዓዲግራት ብኸቢድ ብረት ደብዲቦም ሰለስተ ህፃናት ዝርከበኦም ሓሙሽተ ሰባት ክሞቱ ከለዉ 14 ሰባት ድማ ቆሲሎም ክብላ ኣካያዲት ሓፈሻዊ ስራሕ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣበራሽ ፍሰሃ ተዛሪበን።

ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ናብ ዓዲግራት ብምኻድ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።