ኣስመራ —
ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ፡ናይ ፈለማ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዘ ዜጋ ከምዝረኸበ ቀዳም 21 መጋቢት ኣፍሊጡ።
እቲ ናይ ፈለማ ሕሙም ኣብ ነርዌይ ዝነብር ወዲ 39 ዓመት ኤርትራዊ ከምዝኾነን ቀዳም 21 መጋቢት ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ብዝተገብረሉመርመራ በቲ ሕማም ከምዝተለኽፈ ብምርግጋጹ፥ ናይ ፈለማ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኮይኑ ከምዝተመዝገበ ሚኒ/ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ።
Your browser doesn’t support HTML5