ዋሽንግተን —
ኣብ ምህዞን ሰንዓን ብዝግደሱ መንእሰያት ዝተመስረተት ጉጅለ`ያ-ኣብ ኤርትራ ትርከብ ጉጅለ ምህዞን ሰንዓን “ኤሪ-ቴክ”።
እዞም ዝተፈላለየ ናይ ትምህርቲ ደረጃን ናይ ፈጠራን ምህዞን ዓቕምን ክእለትን ዘለዎም ልዕሊ 25 መንእሰያት፡ኣብ ከባቢኦም ብዝርከቡ ጥረ ነገራት ተጠቂሞም ኣብ መዓልታዊ መነባብሮ ሕ/ሰብ ንዝረኣዩ ጸገማት ንምፍታሕ ዘገልግሉ መሳርሒታት ኣብ ምስናዕ ብዝያዳ ጸቒጦም ከምዝሰርሑ’ዮም ዝገልጹ።
መስራትን ጠርናፍን ናይ “ኤሪ-ቴክ” ኢንጂነር ኣሕፈሮም ተኸስት፡ንዕላማን ኣመስራርታን ናይ’ዛ ጉጅለ ምህዞን ሰንዓን ብምግላጽ ይጅምር።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኤርትራ ጸገም ናይ ዝተሓተ ሕብረተሰብ ኣብ ምፍታሕ ኢና ጸቒጥና ንሰርሕ ይብል- ጉጅለ ኤሪ-ቴክ