ኣብ ኤርትራ ተወሰኽቲ 55 ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ምርካቦም ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዝረከቡ ክልተ መወሸቢ ማእከላት ኣብ ዝተኻየደ መርመራ፥ 55 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም። ምስ `ቶም ቅድሚ ሎሚ ሓውዮም ዝወጹ ደሚርካ ኣብ ኤርትራ፥ ቁጽሪ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም 96 ምብጽሑ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኤርትራ ተወሰኽቲ 55 ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ምርካቦም ተገሊጹ