ኣስመራ —
ኣብ ኮለጅ ኢንጂነሪንግ ማይ-ነፍሒ ኤርትራ ዝመሃሩ ተማሃሮ ራብዓይ ዓመት፡ ንጽምጺ ትግርኛ ናብ ጽሑፍ እትቕይር ሶፍትዌር ምስራሖም ይገልጹ።
እዚ ናይ ቋንቋ ትግርኛ፡ ብሕልፊ ድማ ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ፈለማ ዝበሉዎ ፈተነ ናብ ዝሰፍሐ ተጠቃሚ ከብጽሑ ኣብ ተስፋ ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኤርትራ ብቋንቋ ትግርኛ ዝተዋህባ ድምጺ ናብ ጽሑፍ ትቕይር ሶፍትዌር ዝምሃዙ መንእሰያት