ኣብ ኤርትራ 5 መንእሰያት ኣውቶማቲክ ናይ ዲጋ መኽፈቲን መዕጸዊን ሰኒዖም

Your browser doesn’t support HTML5

ሓሙሽተ ናይ ኤለክትሪካል ቴክኖሎጂ ምሩቓት፡ ኣውቶማቲክ ናይ ዲጋ መቆጻጸሪ መሳርሒት ስኒዖም። እታ መሳርሒት ዲጋ መሊኡ ከምዘሎ እትሕብርን ነቲ ዝያዳ ማይ ናብ መእለዪ እትኣልን ከምኾነት ኣባላት ናይታ ጉጅለ ዝዀኑ ኤስሮም ፍስሃየን ሳሮን ኣድሓኖምን ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም።