ኣብ ኣፍደገ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ዝተካየደ ሰልፊ ኢትዮጵያዊያን -ዋሽንግተን ዲሲን

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያዊያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ሎሚ ሶሉስ ኣብ ኣፍደገ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ሰልፊ አካይዶም። ሰልፈኛታት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ዜጋታት ህይወትን ንብረትን ድሕነት ከረጋግጽ ኣይከአለን ክብሉ ነቒፎም። ናይ ኣሜሪካ ዜግነት ዘለዎም ናይ ህዝቢ ሰላም ኣብ ምፍራስ ዝንቀሳቀሱ ውልቀሰባት’ውን መንግስቲ ኣሜሪካ ከጠንቕቕ ሓቲቶም ኣለው።