መቐለ —
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኣሲሮም ዝነበሩ ሓሙሽተ ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ትማሊ ተፈቲሖም::
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ማእከላይ ኮሚቴ እቲ ውድብን ኣይተ ተወልደ ገብረፃድቃን ብመዓርግ ሚንስትር ዲኤታ ምክትል ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምርን መፅናዕትን ሕግን ፍትሕን ፌደራል ኣይተ ተስፋኣለም ይሕደጎን ካልኦት ሰለስተ ኣባላት ህወሓት ከምዝተፈትሑ ጠበቐኦም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም::
Your browser doesn’t support HTML5