ኣብ ኣስመራ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት `ሴካፋ U-15` ሎሚ`ውን ቀጺሉ ውዒሉ

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 15 ዓመት ሎሚ ኣብ ስታድየም ኣስመራ፡ምስ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘካየደቶ ግጥም። ሓደ ብሓደ ተፈላልያ።

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ናይ ኩዕሶ ቁጽጽር እንተነብራ እኳ፡ 1 ብ ባዶ ተመሪሓ`ያ ንዕረፍት ወጺኣ።ድሕሪ ዕረፍት ግን ዝሓሸ ምንቅስቓስ ብምርዓራይ ንዝረኸበታ ፍጹም ቅላዕ፡ ተጻዋታይ ቁጽሪ 6 ናብ ጎል ብምቕያር 1 ብ 1 ተፈላልያ'ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣስመራ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት `ሴካፋ U-15` ሎሚ`ውን ቀጺሉ ውዒሉ