ዋሽንግተን —
ኣብ ኣሜሪካ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሞት ኣፍሪቃዊ ኣሜሪካዊ ጂርጅ ፍሎይድ ዝተበገሰ ተቓውሞ፣ ትማሊ ሰሉስ ምሸት’ውን ቀጺሉ ኣምስዩ።
ኣብ ገለ ከተማታት፣ ተቓወምቲ ነቲ ተነቢሩ ዘሎ ‘መምርሒ ሰዓት ሕላፍ’ ጥሒሶም ተቓውሞኦም ከቓልሑ ተራእዮም’ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣሜሪካ ዝጀምረ ተቓውሞ ዋላዃ ሰዓታት እቶ እቶ እንተተአወጀ'ዃ ቀጺሉ'ሎ