ኣብ ኣመሪካ ጣፍ ዘፍርይ ኤርትራዊ ሓረስታይ

Your browser doesn’t support HTML5

ጣፍ ምዝራእ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ'ውን እናተለምደ መጺኡ'ሎ።  ጣፍ ነቶም ቀንዲ  መግቦም ዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ጥራይ ዘይኮነ ነቶም ኣብ ጥዕና  ዘለዎ ጠቕሚ ዝተረድኡ  ኣመሪካውያን ሓረስቶት'ውን ኣገዳሲ እናኾነ መጺኡ'ሎ።  ኣብግዝኣት ነቫዳ  ንዘርኢ ጣፍ ብዝሰፍሐ ሕርሻ ዘማዕል ዘሎ ኤርትራዊ ሓረስታይን፥ ጣፍ ክዘርኡ ምስ ዝጀመሩ ኣመሪካውያን ሓረስቶን ኣዘራሪብና ኣለና::