ኣብ ኣመሪካ ብዘጋጠመ ብርቱዕ በረድ ብዙሓት ንቐዝሒ ተቓሊዖም ይርከቡ

ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ኣመሪካ ብሰንኪ ዝወረደ ብርቱዕ በረድ፡ ሓያሎ መስመራት ሓይሊ ኤለትሪክ ብምቍራጹ፡ ካብ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሩ 130 ሽሕ ኣመሪካውያን ንቐዝሒ ተቓሊዖም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ ብዘጋጠመ ብርቱዕ በረድ ብዙሓት ንቐዝሒ ተቓሊዖም ይርከቡ