ዋሽንግተን —
ኣብ ኣመሪካ ብዝሒ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ወፃኢ ዝዛረቡ ሰባት ካብ 1980 ክሳብ 2019 ኣብ ዘሎ እዋን ብሰለስተ ዕፅፊ ምውሳኹ ቤት ጽሕፈት ቆፀራ ህዝቢ ኣመሪካ ይገልፅ።
ኣብ ኣመሪካ ካብ ዝነብሩ ኣስታት 68 ሚሊዮን ሰባት ሓደ ካብ ሓሙሽተ ሰባት ምዃኑ እዩ፤ኣብ ውሽጢ ገዝኦም ካልኣይ ቋንቋ ይዛረቡ።ኣብ 1980 ብዝሒ ተዛረብቲ ካልኣይ ቋንቋ 23 ሚሊዮን ሰባት ነይሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣመሪካ ብበዝሒ ዝዝረቡ ውሩያት ካልኣይ ቋንቋታት