ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ(ኢንቨስትመንት) ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ

ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኢንጂነር ኣበበ ተሰማ ህልው ኩነታት ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ ምስ ህፁፅ ኣዋጅ ኮቪድ 19 ከመይ የፍፅምዎ ከምዘለዉ ገሊጾም ኣለው ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ(ኢንቨስትመንት) ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ