አዲስ አበባ —
ቀ /ሚ አብይ አሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ይረአ ዘሎ ለውጢ ንምቕልባስ ምፍታን ከንቱ ባህጊ’ዩ ኢሎም። ንሶም ነዚ ርእይቶ’ዚ ዝሃቡ ሎሚ ኣብ ዝተካየደ አኼባ ቤት ምኽሪ ወከልቲ እታ ሃገር’ዩ።
እቶም ቀ/ሚ ኣብ ናይ ሎሚ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ንበጀት ቀጻሊ ዓመት ኣብታ ሃገር ይሳለጡ ዘለው ለውጢታትን ነቶም ለውጢ ንምትዕቓፍ ዝግበሩ ዘለው ሽርሒታት ዝበልዎም ጠቒሶም።
Your browser doesn’t support HTML5
'ኣብ ኢትዮጵያ ይረአ ዘሎ ለውጢ ንምቕልባስ ምፍታን ከንቱ ባህጊ’ዩ'ቀ /ሚ አብይ አሕመድ