ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ህውከት ዝያዳ ጥርጣረን ምክፍፋልን ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ

ንቕትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ዝተላዕለ ናዕቢ ዛጊት ክሃድእ አይከኣለን ። ስጋብ ሐጂ ኣስታት178 ሰባት ሞይቶም፤ ብዝሒ ዘለዎም መንበሪ ኣባይትን

ኣብያተ ንግድን ዓንዮምን ብአሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ድማ ተኣሲሮም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ህውከት ዝያዳ ጥርጣረን ምክፍፋልን ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ