ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ዘይምርግጋእ ከምዘሻቀሎ ሰማያዊ ፓርቲ ሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ንምስፋን ናይ ስነ ሓሳብ ኣፈላላይ ክዕንቀፍ የብሉን ክብል ሰማያዊ ፓርቲ ኣፍሊጡ።

ነዚ ተግባራዊ ንምግባር'ውን ኹሎም ሓይልታት ፖለቲካ ዝኻፈልሉ መድረኽ መንግስቲ ክዳለው ጸዊዑ።

መንግስቲ ብወገኑ ሰላምን ምርግጋእን ንምስፋን ቆሪጹ ከምዝተላዕለ ይገልጽ።

ሰማያዊ ፓርቲ ሎሚ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺን ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ዝረአ ዘይምርግጋእ ከምዘሻቀሎን ገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ዘይምርግጋእ ከምዘሻቀሎ ሰማያዊ ፓርቲ ሓቢሩ