ዋሽንግተን —
ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተኣወጀ ህጹጽ እዋን ሓደጋ፡ ብፍላይ ተወላዶ ትግራይ ብብዝሒ ከምዝተኣሰሩ ክግለጽ ጸኒሑ`ሎ። ኣብዚ እዋን`ዚ ብዙሓት ካብኦም ከምዝተፈትሑን ይፍትሑ ከምዘለዉን ዝግለጽ ኮይኑ ብዙሓት`ውን ዘይተፍትሑ ከምዘለዉ፡ ሰብ-ሞያ ሕግን ተኣሲሮም ዝነበሩ ተወላዶ ትግራይን ይገልጹ`ለዉ።
ብኻልእ ወገን፡ እቲ ናይ ምፍታሕ መስርሕ ከምዝቀላጠፍ መንግስቲ ይገልጽ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ ኩነታት ምእሳር ተወላዶ ትግራይ እንታይ ይመስል
ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኢትዮጵያ: ኩነታት ምእሳር ተወላዶ ትግራይ እንታይ ይመስል (2ይ ክፋል)