ኣብ ኡጋንዳ ዝረአ ጎንጺ ከምዘሻቐሎም ናይ ሕ/ሃ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ገሊጾም

  • ተወልደ ወልደገብረኤል
    Lisa Schlein

ናይ ሕቡራት ሃገራት ኮሚሽነር ሰብኣዊ-መሰላት ዛይድ ራዓድ፡ ኣብ ኡጋንዳ ዝርአ ዘሎ ጎንጺ ዘሻቕል’ዩ ይብሉ። እዚ ዳሕራይ ህውከት ዝስማዕ ዘሎ፡ ሓደ ፍሉጥ ሙዚቀኛ ኔሩ- ናብ ተቓዋሚ ፖለቲከኛ ዝተቐየረ- ባቢ ዋይን- ምስ 32 ካልኦት ፖለቲከኛታት ድሕሪ ምእሳሮም`ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኡጋንዳ ዝረአ ጎንጺ ከምዘሻቐሎም ናይ ሕ/ሃ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ገሊጾም