ኣብ ናይ ዓዲግራት መአረሚ ማእከል ብዝተፈጥረ ዕግርግር 1 ሰብ ሞይቱ

ዓዲግራት - ፋይል

ኣብ ናይ ዓዲግራት መአረሚ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ብዝተፈጠረ ዕግርግር ህይወት ሓደ ሰብ ከምዝሓለፈ ተገለፁ::

በቲ ፍጻመ ካልኦት ሰለስተ ሰባት እውን ምቁሳሎም ተገሊጹ’ሎ።

ምምሕዳር እቲ መአረሚ ማእከል “ኣብቲ መአረሚ ማእከል ሃንደበት ብዝተኻየደ ፍተሻ ብዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ስዒቡ ብዝተወሰደ ስጉምቲ እዩ እቱ ጉዳኣት ዝበፅሐ” ኢሎም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ናይ ዓዲግራት መአረሚ ማእከል ብዝተፈጥረ ዕግርግር 1 ሰብ ሞይቱ